ኣብ ዓውዲ መከተ-ጉስጢ ብሉጽ ውጽኢት ዘምጽእ ዘሎ ኤርትራዊ መንእሰይ ናሆም ኣብ ዓባይ ብሪጣንያ ኣብ ዓውዲ መከተ-ጉስጢ ኣብ ቀዳማይ ደረጃ ተሰርዑ ስሙን ስም ሃገሩን ዘጸውዕ ዘሎ ዜጋ’ዩ። ኣብ ዝሓለፈ መዓልታት ውን ኣብ ምሉዕ ዓለም ብሙኳን ደገፎም ዘርእይዎ ዘለዉ ኤርትራውያን ኣመስጊኑ።

0
(0)

ሰጉም ናሆም!

How useful was this post?

Click on a star to rate it!

Average rating 0 / 5. Vote count: 0

No votes so far! Be the first to rate this post.